We deliver high quality products from Dubai to your family in Eritrea.
1. ከመይ ኢዩ ኣሰራርሕኡ?
ንሕና ኣድራሻና ኣብ ዱባይ ኮይኑ፡ ኣገልግሎትና ድማ ነቶም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን የሕዋትና ናብ ስድራኹም ኣብ ኤርትራ ዝቅመጡ ብሉጽ ንብረት ካብ ዱባይ ንልእኸልኩም።
እቲ ዘለና ብሉጽ ዝበልናዮ ኣቁሑ ኣብዚኣ ወብሳይትና ዘርዚርናዮ ኣለና።
1፣ መጀመሪያ ዝደለኹሞ ንብረት ናብ ኣስመራ ወይ ካሎት ከተማታት ክበጽሓልኩም ትደልይዎ ምረጹ። ከም ቲቪ፣ ፍሪጅ፣ ሓጻቢት ወዘተ።
2፡ ድሕሪኡ ኣብቲ ናይ መኽፈሊ ገጽ ምስ በጻሕኩም ክፍሊት ክፈሉ፡ ብካርድ ወይ ድማ ካሊ ኣገባብ ዘደላናዮ መኽፈሊ ኣለኩም (Card payment, Apple pay and Google pay)።
3፡ ናይ ኣድራሻ ድማ፡ ናይ ተቀባሊ ሺም፡ ከተማን፣ ተለፎን ጸሓፉልና። ባዕልና ደዊልና ኣድራሻ ክንሓቶም ኢና። ቅድሚ 3 ሰዓት ደዊልና፡ ኣበይ ቦታ ከነብጽሓልኩም ከምኡ ውን፡ ሰዓት ክንደይ ይጥዕመኩም ኢልና ብትሕትና ንሓቶም። ስለዚ ኣበይ ቦታ ከምዝቅመጡ ብልክዕ ክትሕብሩ ግድን ኣይኮነን። ከተማ ዝቅመጥሉን ተለፎኖምን ጥራይ ኢዩ ዘድልየና።
ድሕሪኡ ገዚእኩም ምስ ወዳእኩም። ኣብ ውሽጢ 12 መዓልቲ እቲ ንብረት ነብጽሓልኩም።
2 ከም ሳርፕራይዝ ወይ ህያብ ከይፈለጡ ከተብጽሕሎም ይከኣል ዲዩ?
- እወ፡ ኩሉ እቲ ንብረት ነብጽሖ ከም ሳራፕራይዝ ኢዩ። ንስኹም እንተ ዘይሓቢርኩሞም ነርኩም።
- ብወገና ክሳብ እታ ሰዓት ነብጽሓሎም ኣይንሕብርን ኢና።
- ቅድሚ 3 ሰዓት ደዊልና፡ ክስቶ ሓውኹም ወይ ጓልኩም ካብ ካናዳ፣ ኣሜሪካ ንብረት ሊእኹልኩም ኣሎ እሞ፡ ኣበይ ቦታ ከነብጽሓልኩም ኣብ መገዲ ኣለና ንብሎም።
- በታ ዝሓበሩና ኣድራሻ ድማ ነብጽሓሎም።
- እንታይ ኢዩ እቲ ንብረት ምስ ዝብሉና ድማ። ዕሹግ ንብረት ስለዝኾነ ኣይፈለጥናን ኢና ንብል መታን ሳርፕራይዝ ክኾነሎም።
3 ካብ ኣስመራ ወጻኢ ንብረት ተብጽሑ ዲኹም?
- እወ፣ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ንብረት ነብጽሕ ኢና። ነኣብነት ከም ከረን፣ ባጽዕ፡ መንደፈራ፡ ደቅምሓረ፡ ሰገነይቲ፡ ዓዲ ዃላ ወዘተ።
- ግን ስለ ናይ መጎዓዚያ ሕጽረት ዘጋጥም፡ ናብተን ካልኦት ከተማ ካብ ኣስመራ ወጻኢ ወይ ገጠራት ኣብቲ ገዛ ዝቅመጥሉ ዘይኮነ፡ ኣብቲ ዓቢ ጽርጊያ ዘለዋ ዱኳናት ኢና ንገድፈሎም።
- ኣቡ መጺዮም ከምቲ ዝጥዕሞም ገሮም ናብ ገዝኦም የብጽሕዎ።
- ብዝተኻለና ናብቲ ዝቅመጥሉ ቦታ ከነቅርበሎም ኢና ሰለ ናይ ሞጎዓዚያ ሕጽረት ዘለና ብፍላይ ናብተን ገጠራት ጽርጊያ ዘይብለን።
4 ክንደይ ጊዜ ይወስድ ንብረት ክበጽሕ?
- እቲ ንብረት ምስ ገዛእኩሞ ካብዚ ወብሳይትና። ኣብ ውሽጢ 12 መዓልቲ ነብጽሓሎም ኣብ ኣስመራ እንተ ኾይኖም።
- ካብ ኣስመራ ወጻኢ ድማ፡ ቁሩብ 2-3 መዓልቲ ዝያዳ ክወስድ ይኽእል።
5 እቲ ንብረትከ ኦሪጂናል ዲዩ?
- እወ፡ ኩሉ እቲ ንብረት ተዘርዚሩ ዘሎ ኦርጂናል ጥራይ ኢዩ።
- ንሕና እተን ኣዚየን ዱልዱላትን ከምኡውን ጽቡቅ ስራሕ ዘገልግላ ንብረት ኢና ቀሪብናልኩም ዘለና።
- ስለዚ ዝመረጽኩሞ ንብረት ኣዚዩ ጽቡቅ ውጺት ዘለዋ ጥራይ ኢዩ።
- ኩሉ ሰብ ውን ናብ ኤርትራ ብብዝሒ ዝጥለባ ብራንድ ኢና ንሰድድ፡ ስለ ካብ ትዕዝብቲ ጽቡቅ ኣገልግሎት ዘለወን።
6 ብዛዕባ ኣከፍፍላ ገነዘብከ ውሑስ ዲዩ?
- ኣብዚ ወብሳይትና ንጥቀመሉ መኽፈሊ ስትራይፕ ዝበሃል፡ ኣዚዩ ውሕስነት ዘለዎ ኩለን ዓበይቲ ወብሳይ ኣብ ኣሜሪካ፣ ኢይሮጳ ዘለዋ፡ ውን ንሱ ኢየን ዝጥቀማ።
- ክም ተወሳኺ ድማ፣ እቲ ናትኩም ካርድ ቁጽሪ፡ ንሕና ኣይንሪዮን ኢና ወይ ኣይምዝገብን ኢዩ። በታ ባንክ ስትራይፕ ትበሃልዩ ኩሉ ዝውዳእ።
7 ዝያዳ ክፍሊት ኣለዎ ዲዩ፡ ኣብዚኣ ከፍልና ምስ ወዳእና?
- ዝያዳ ክፍሊት ኣይትኸፍሉን ኢኹም። ኣብዚኣ ከፍልኩም ምስ ወዳኩም።
- ንስኹም ወይ ስድራኹም ዝኾነ ተወሳኺ ክፍሊት የብሉን።
- ኩሉ ናይ ቀረጽ፣ ናይ መኽዘን፣ ናይ ካርጎ ወዘተ ኩሉ ከፊልኩሙሉ ኢኹም ኣብቲ ዋጋ።
8 እዚ ዋጋ ብናይ ኣሜሪካ ዶላር ዲዩ? ኣነ ብካልእ ባጤራ ኢየ ዝጥቀም?
- እወ፡ አዚ ኩሉ ዋጋታት ብናይ ኣሜሪካ ዶላር ኢዩ ተጻሒፍሉ ዘሎ።
- ብካልእ ክትከፍሉ ውን ይከኣል ኢዩ። እታ ወብስይት ባዕላ ኢያ ናብ ዶላር ሸርፊ ትቅይሮ።
- ንኣብንት ብ ፓውንድ፡ ብዪሮ፡ ብፍራንክ፡ ብናይ ካናዳ ዶላር ወዘተ. ዘኣመሰለ እንተ ትጥቀሙ ኮይንኩም ሽግር የብሉን።
- እቲ ወብሳይት ከሙ ዊን ናትኩም ካርድ፡ በቲ ዘሎ ሽርፊ ባዕሉ ከምቲ ዋጋ ናይ ዶላር መጠን፡ ከወስደልኩም አዩ።
9 ኣድራሽኦም ብልክዕ ዲየ ክሕብር ዘለኒ?
- ብልክዕ ኣድራሻ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኣይኮነን፡ ንስኹም እቲ ዝቅመጥሉ ከተማ ወይ ገጠራት ጥራይ ኢኹም ትሕብሩና።
- ንሕና ድማ ኣብታ መዓልቲ ነብጽሓሎም፡ ባዕልና ደዊልና ኣበይ ኣድራሽኹም፡ ከሙ ዊን ሰዓት ክንደይ ይጥዕመኩም ኢልና ነብጽሓሎም።
- ስለዚ ብዛዕባ ኣድራሻ ኣይትሰከፉ፡ ሽም ተቀባሊ፡ ተለፎን ናይ ተቀባሊ፡ ከተማ ናይ ተቀባሊ ጥራይ ኢኹም ትሕብሩና።
10 ክንደይ ብዝሒ ንብረት ክልእኽ ይኽእል?
- ዝደለኹሞ ዓቀን ንብረት ክትልእኹ ሽግር የብሉን።
- ካብ ሓንቲ ንብረት ጀሚርኩም ክሳብ 20 ንብረት ዊን ክትሰዱ ይከኣል ኢዩ፡ ከም ምርጫኹም።
11 ናይ ፕሮሞሽን ኢመልይ ትሰዱ ዲኹም?
- ናይ ፕሮሞሽን ኢመይል ፍጹም ኣይንሰድድን ኢና።
- ብዛዕባ ንብረት ዝለኣኽኩሞ ሕቶ ወይ ድማ ሓቤሬታ ዘተኮረ፡ ጥራይ ኢና ኢመይል ንሰደልኩም።
1. How does it work?
Our store is based in Dubai, and we list original items directly on our website. That can be sent to Eritrea.
The process is very simple:
Choose the items you want to send to your family (for example, a fridge or a TV).
Go to checkout and place your order.
During checkout, you only need to give us:
Your details
Your family’s city
Their phone number
That’s it.
Within about 12 days, we will deliver the items to your family’s home.
Before delivery, we will call them about 3 hours in advance to confirm the exact address.
Once the delivery is completed, we will email you to let you know everything has been delivered successfully.
2. Can it be delivered as a surprise gift?
Yes! 🎁 All our deliveries are surprise gift deliveries.
If your family doesn’t already know, they will only hear from us about 3 hours before delivery.
If they ask what the item is, we simply say:
“It’s a box sent from you. We just need your address—we’re on the way.”
They won’t know what you sent until it arrives.
3. Do you deliver outside of Asmara?
Yes, we do.
Due to transportation limits, deliveries outside Asmara are made to main road areas in larger cities.
In these cases, we leave the items with our trusted local partners, and your family can collect them from those locations.
We deliver to places such as:
Keren, Massawa, Adi Quala, Mendefera, Dekemhare, Segeneyti and other major towns
4. How long does delivery take after I place an order?
Delivery usually takes around 12 days from the time you place your order.
5. Are the products original?
Yes, We only sell original items from trusted and popular brands.
To make things easier for you, we carefully select a limited number of best-selling items known for durability and good performance.
This means you don’t need to research quality—we’ve already done that for you.
6. Is the payment system safe and secure?
Yes, completely safe and secure.
We do not see or store your card details.
All payments are processed through Stripe, one of the most secure payment systems in the world.
7. Are there any extra fees after I pay?
No. Once you pay on our website, there are no extra charges for you or your family.
Delivery and all related costs are already included.
8. Prices are in USD. Can I pay in other currencies?
Yes. All prices are shown in USD, but you can pay using any currency.
Our website automatically converts the amount at the current exchange rate.
You can pay using:
Euro, British Pound, Canadian Dollar, Francs and more
9. Do I need to know the exact home address?
No, you don’t. You only need to tell us which city your family lives in (for example: Asmara, Keren, or Massawa).
Before delivery, we will call your family to get their latest and exact address, so there are no location problems.
10. Can I send just one item? Is there a limit?
Yes, you can send just one item, and there is no limit.
You can send:
1 item
or 3, 10, even 20 items
It’s completely up to you.
11. Will I receive unwanted emails or promotions?
No, never.
We respect your privacy.
We only use your email to:
Send order updates
Contact you if we need missing information
We do not send spam or promotional emails.